ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንቤት ፅ/ት ባህልን ቱሪዝምን ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 6, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 07/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-740003 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s