ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/07/2011ዓ/ም ክሳብ 07/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ