ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ/ ሰን/ምምሕዳርን ናይ ስራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂን መፂንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት04/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል፡፡