ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካብ IGBPP ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት04/07/2011ዓ/ም ክሳብ 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፡፡