ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡