ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክርከብ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ29/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011 ሰዓት 3፡00 ቅ/ሰዓት
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-758978/0342-413795 ምድዋል ይከኣል፤