ኤጀንሲ ማዕድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 04/07/2011 ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401209 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s