ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 29, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ 28/06/2011ዓ/ም ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-419498 ምሕታት ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s