ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና Toyota ስፔር ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/06/2011ዓ/ም ክሳብ 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤