ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስቴሽነሪ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/06/2011ዓ/ም ክሰብ 29/06/2011ዓ/ም
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408029 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤