ማእከል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጂን ገፀርን ናይ ህንፃ መሳርሒታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 25, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 21, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0348-990310 ምድዋል ይክኣል፤