ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንተሃነፅቲ ግልጋሎት ዝውዕል ቴሌቭዢን 21 ኢንች ፣ ረሲቨር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/06/2011ዓ/ም ክሳብ 21/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፤