ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ኵሓ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ክፍለ ከተማ ኵሓ ዝኾነ መከባበያ ብሽቦ ሓፁር ተጫረቲ ኣወዳዲራ ክተሕፅር ትደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2011 6:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኣብ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰን ደረጃ 11 ልዕሊኡን
2 ናይ ደኣንት ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል፤
3 ቴክኒካለ መረዳእታ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል፤
4 መከበሪ ውዕሊ 7 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል፤
5 ቀረብ ናውቲ ብዝወፀ ዝርዝር መዘርዘር መሰረት ባዕሉ ዘቀርብን ምስተረጋገፀ ከስርሕ ዝክእልን፤
6 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤
7 መዐደጊ ሰነድ 20.00 ብር ከፊሎም ክወስዱ ዝክእሉን፣ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት ቁፀፅ 19 ፋይናንስ ዕ/ንብረት ምምሕዳርን ክወስዱ ዝክእሉን፤
8 ዝተመልአ ሰነድ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት መቐለ ከእትው ዝክእሉ ኮይኑ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዝተረከብሉ የካይድ፤
9 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፀኣሉ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 22/06/2011ዓ/ም ይከውን፤ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ተዓሺጉ ማሕተም ፊርማን ሃልይዎ ከቅርብ ይግባእ፤
9 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/06/2011ዓ/ ሰዓት 6:30 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፤