ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 20/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 5:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 20/06/2011ዓ/ም ሰዓት10:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-461121 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s