ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓዲሓቂ ናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ቶዮታ ፓትሮል መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 15, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403728 ምድዋል ይከኣል፤