ኣብ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት ናይ ማህንድራ መኪና ፈታኒ ናይ መንግስቲ ኮድ-4 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፍትን ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/06/2011ዓ/ም ሰዓት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409201/402088 ምድዋል ይከኣል፤