ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2011 8:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 14/06/2011ዓ/ም ስዓት 08:00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል፤