ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ብበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ተምሃሮ መቀመጢ ወንበርን ጠረጴዛን ፣ናይ መምሃራን ሎከርን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ክሳብ 13/06/2011ዓ/ም ሰዓት 5:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/06/2011ዓ/ም ሰዓት 6:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-411850 ምድዋል ይከኣል፤

                                                  

ጨረታ መደብ

s