ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2011ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ አቁሑት ኤለክትሪክን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ህንፃ መሳርሒን ብሎኬትን ጃህያን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናውትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም
1ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2011 ዓ/ም ዘሐደሱን
2 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ
3 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ፀብፃብ ዝገበረ
4 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ካብ 06/06/2011ዓ/ም ክሳብ 26/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ምዉሳድ ይከኣል፤
5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 26/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት
6 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
7 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አቅርቢዎ ቆፂሩን ዘረከብ
8 እቲ ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0348-440778 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ