ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናውቲ ኢንዳስትሪያል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 5, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 2:50 ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

2 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-809590/0902-020019 ምድዋል ይከኣል፤

 

ጨረታ መደብ