ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና ካላማደሪያ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400222/ 0451/ 410219/ 403110/ 400201 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤