ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንላባራቶሪ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ ሚኒባስ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s