ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ክሳብ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ሰዓት
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ 08 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፤