ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናነስን ንናይ ትልምን ፋይናንስን ንብረት ክነዐሪ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 2, 2011 11:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 01/06/2011 ዓ/ም 11:30
2 እዚ ፕሮፎርማ 01/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0348-409675 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤