ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ፍሬም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 1, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 29/05/2011 ጀሚሩ ክሳብ 01/06/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ 01/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417673/0344-400158 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s