ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ሰርቲፊኬት ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 2, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 29/05/2011 ጀሚሩ ክሳብ 01/06/2011 ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ 01/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417673/0344-400158 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤