ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ህንፃ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-409167/0914-010487 ምድዋል ይከኣል፤