ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ንዝቀረቡ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝጫረትዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤ እቶም ዝሽየጡ ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማታት፣ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ኣቅሑትን ዝተፈላለዩ ካልኦት ዘገልገሉ ካልኦት ኣቅሑታትን እቶም ኣቅሑ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልታት ኣብ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ብምምፃእ ኩሉግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምርኣይ ይከኣል፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 15, 2011 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 29, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
bidding: search status closed

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100.00 ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር።

2 ተጫረቲ ዝሰዓርኩምዎ ኣቅሓ ዋጋ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ከልዕሉ ኣለዎም፤

3 ተጫረቲ ናይ ትጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ናይ ጨረታ መከበሪ ብሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም፤

4 ሳንዱቅ ጨረታ 15/06/2011 ዓ/ም ንጉሆ 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4:15 ይክፈት።

5 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-409913ወይ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s