ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ሕትመት ስራሕቲ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2011 8:59 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 28/05/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ

2 እዚ ፕሮፎርማ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-730211 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s