ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ በጀት ዳ/ዳ/ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዜ
2 እዚ ፕሮፎርማ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል፤