ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለየ ጉ/መናእሰይ ደኣንትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ክሳብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s