ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ናይ ዓባይ ኢነትረ መኪና ጋራጅ / ናይ ኢድ ሞያ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 ይዕሸግ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-591505/0914-845937/0948-536208 ምድዋል ይከኣል፤   

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s