ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406577 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s