ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ ንቤት ፅ/ት ር/ምምሕዳር ናይ ማዕፆ ቁልፊ ናይ ተስሓቢ ወንበር ቁልፊ ስራሕቲ ቁልፊ ዝመሳሳሉ ንብረት ዝሰርሕ ብኩንትራክት ንምሓዝ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክሕዝ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 24/05/2011 ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፤