ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ታቤላ ምልክታ መለጠፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011
2 ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ይክፈት፤