ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኮምፒተርን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም
2 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኮይኑ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይከውን፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402420 ይደውሉ፤