ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ትግ 4-00789 ሞዴል 3L 166 Toyota ናይ መኪና ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2011 8:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይክፈት ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::