ቓላሚኖፉሉይ 2ይብርኪቤትትምህርቲካብዚንታሕቲዝተጠቐሱ ብግለፂብጨረታኣወዳዲሩክትዕድግ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
- ናይ ቧንቧ መሳርሒ
ተደላይ ረቁሓታት ዝርዝር ከምዝስእብ ይኸዉን
- ናይ 2008 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰ
- ናይግብሪከፋልነትመፍላይቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታከቕርብዝኽእል
- ቫት ወይ TOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉመረዳእታ ናይነሐሰ ወርሒ ዲክላራስዩን ከቅርብዝኽእል::
- ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰመቕረባይነትምዝገባመረዳእታከቕርብዝኽእል::
- ንሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብዝስዕብ ዝርዝር ይኽዉን
- ናይ ቧንቧ መሳርሒ ብር 1000 ኾይኑ ብቓላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽም CPO ከትሕዝ ዝኽእል
- ቤትትምህርትናንክግዛእካብዝሐተቶ 20 % ክትዉስኽወይድማክትቅንስትኽእልእያ::
- ዝርዝርናይጨረታሰነድብር 20. 00 (ዒስራ ቅርሺጥራሕ)ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 45 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ ::
- ዘይንበብፎቶኮፒንስርዝድልዝዘሎዎመረዳእታፈፂሙተቐባልነትየብሉን::
- ናይቲዕድጊትዝርዝርድሌትመግለፂቤትትምህርቲካብዘቅርቦናይዋጋመቅረቢቅጥዒወፃኢዋጋ መሊኡዘቅርብተቐባልነትየብሉን::
- እዚጨረታ መስከረም 08 /01 / 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩሰዓት 3:30 ኣብ ኣደራሽ ቓላሚኖ ፍሉይ ቤትትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
- ቤትትምህርትናዝሐሸመማረፂእንተረኺባብኽፋልይኩንብሙሉእእቲጨረታናይምስራዝመሰላዝተሐለወእዩ::
ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቑፅሪ 0345591486 / 0914 76 47 62 ምድዋልይካኣልእዩ