ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑ ኦርጂናል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 13, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ክሳብ 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00
2 እዚ ፕሮፎርማ 13/05/2011ዓ/ም 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ንግዲ ማሕበራት መቐለ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460583/0116/0052 ምድዋል ይከኣል።