ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ መካይን ፅገና ዝገብር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነፅግን ( ክነስርሕ) ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ 06/05/2011 ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s