ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ል/ከ/ስ/ቅ/መጠንቀቅታ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ካብ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ክሳብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል።