ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ/ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ታ.ቁ 4-01683 ት.ግ ሞዴል HZJ 78L ንዳ/ምም/ር/ፋይ/ መንግስቲ ታ.ቁ 4-4-01683 ት.ግ ሞዴል HZJ 78L ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 7, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ካብ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/025/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/5152 ምድዋል ይከኣል።