በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን/: ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን : ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ቫት ዝኸፈለሉ / ድክላሬሽን/ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም: መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን ዘሐደሰን፤

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 30000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋውነት ካብ ዘለዎ ባንኪ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ  ብር 50.00 ብምክፋል አብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደ/ከ/ስራሕ ዕ/ፋ ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ካብ 6/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም ምዉሳድ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 20/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት ::

6 ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል  ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40 18 75 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ

NB  ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ  3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4ን5 ጥቃ  ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s