ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶራት ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ታፔላ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእን ክዕድግን ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30
2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/05/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4:00
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።