ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፣ መ/ምልማዕ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 6, 2011 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00
2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/05/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።