ን ኤጀንሲና መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካሜራ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 መቅረብቲ ካብ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።
2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል።