ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት(ህንፃ መሳርሒ)፣ ብረታ ብረት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/05/2011 ዓ/ም ካብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ እቲ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል።
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0343-450112 ምድዋል ይከኣል፤