ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ንዝርገሐ ማይ ዘገልግል ትቦታትን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 መለለይ ቁፅሪ ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፈቃድን መቅረባይነትን መረዳእታ ኣታሒዙ ከቅርብ ዝክእል፤
2 ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝጋባይ ዝኮነን መረዳእታ ወረቀት ምስክር ዘቅርብን ናይ ሕዳር 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 25/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/052011 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ምውሳድ ይከኣል።
4 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም።
5 እቲ ጨረታ16/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ይክፈት።
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-470092