ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406577 ምድዋል ይከኣል።