ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጣብያ ሃረያ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ዝኸውን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 24/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድ/ቀትሪ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405123/0910-141095 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s